Logotyp IVO

ኣብ ሆቨበ (HVB): ገዛ ደገፍ (stödboende): ኣብ ፍሉይ ገዛ መንእሰያት (särskilt ungdomshem) ወይ ኣብ ፋሚልየሄም (familjehem) ዲኹም ትቕመጡ፧

እንታይ መሰላት ኣሎኩም፧ መሰላትኩም ዘይክበር ኮይኑ እንተ ተሰምዓኩም’ከ እንታይ ትገብሩ፧

መስመር ቈልዑን መንእሰያትን ኢቮ (IVO:s barn- och ungdomslinje) – ብዛዕባ መሰላትኩም ዚያዳ ክትፈልጡ እንተ ደሊኹም: ወይ ብግቡእ ዘይሰርሕ ነገር እንተሎ ክትሕብሩ እንተ ደሊኹም።